KHARTOUM, SUDAN - APRIL 19: Smoke rises during clashes between the Sudanese Armed Forces and the paramilitary Rapid Support Forces (RSF) in Khartoum, Source: Anadolu / Anadolu Agency/Anadolu Agency via Getty Images
ኣብ ሱዳን ካልእ ፈተነ ምቁራጽ ተዅሲ ምስ ፈሸለ ፡ ዲፕሎማስያዊ ጻዕርታት ይቕጽል ኣሎ ፣ በዚ ከኣ ሰላማውያን ሰባት ብዘይ ዝኾነ ቀረብ ክተርፉ ገይርዎም ይርከብ ። ክኢላታት ፡ ኣብ ሰብኣዊ ቅልውላው ዘጋጥም ዘሎ ፡ ናይ ማይን ኤለክትሪክን ምቁራጽ ኣስፋሕፊሑ ስለ ዘሎ ፡ ብሰንኪ እቲ ግጭት ብዙሓት ሆስፒታላት ክዕጸዋ ተገዲደን ኣለዋ ። ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰናብቲ ግጭት ካብ ዝውላዕ ንደሓር ፡ ብውሕዱ 270 ሰባት ከም ዝሞቱን 2,600 ከም ዝቘሰሉን ጸብጻብ ኣገልግሎት ጥዕና ሱዳን የመልክት ። Published 20 April 2023 3:30pm
By Sam Dover
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ኣብ ሱዳን ካልእ ፈተነ ምቁራጽ ተዅሲ ምስ ፈሸለ ፡ ዲፕሎማስያዊ ጻዕርታት ይቕጽል ኣሎ ፣ በዚ ከኣ ሰላማውያን ሰባት ብዘይ ዝኾነ ቀረብ ክተርፉ ገይርዎም ይርከብ ። ክኢላታት ፡ ኣብ ሰብኣዊ ቅልውላው ዘጋጥም ዘሎ ፡ ናይ ማይን ኤለክትሪክን ምቁራጽ ኣስፋሕፊሑ ስለ ዘሎ ፡ ብሰንኪ እቲ ግጭት ብዙሓት ሆስፒታላት ክዕጸዋ ተገዲደን ኣለዋ ። ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰናብቲ ግጭት ካብ ዝውላዕ ንደሓር ፡ ብውሕዱ 270 ሰባት ከም ዝሞቱን 2,600 ከም ዝቘሰሉን ጸብጻብ ኣገልግሎት ጥዕና ሱዳን የመልክት ።