People evacuated from Sudan arrive on a flight from Cyprus into Birmingham airport. : Joe Giddens/PA Wire Credit: Joe Giddens/PA/Alamyናይ ኣውስትራሊያ ሓይሊ ኣየር ን ልዕሊ 190 ኣውስትራሊያዊያን ምስ ስድራቤቶም ካብ ሱዳን ንኽወጹ ሓጊዙ። እቲ ካብ ሱዳን ምውጻእ ዝግበር ዘሎ ስርሒት ሰራዊትሱዳንን ሓይልታት ቅልጡፍ ደገፍ ንሰሙን ዝኣክል ተዅሲ ደው ከብሉ ምስ ተሰማምዑ እዩ ።
Published
By Julien Oeuillet
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ናይ ኣውስትራሊያ ሓይሊ ኣየር ን ልዕሊ 190 ኣውስትራሊያዊያን ምስ ስድራቤቶም ካብ ሱዳን ንኽወጹ ሓጊዙ። እቲ ካብ ሱዳን ምውጻእ ዝግበር ዘሎ ስርሒት ሰራዊትሱዳንን ሓይልታት ቅልጡፍ ደገፍ ንሰሙን ዝኣክል ተዅሲ ደው ከብሉ ምስ ተሰማምዑ እዩ ።