The Australian Reptile Park has received the biggest funnel web spider they have ever had donated to the program that keepers have dubbed MEGASPIDER. Source: Cover Images
ኣብዚ ወቕቲ ሳመር ኣውስትራሊያውያን ንተመንን ሳሬት መንከስቲ ዝኾኑ መሰረታዊ ናይ ቀዳማይ ረድኤት ስጉምቲታት ንኽመሃሩ መጠንቀቕታ ይወሃቦም ኣሎ ፡ ምኽንያቱ ብሰንኪ ኩነታት ኣየር ብዙሕ ለመምታን ሓሳኹን ክፍጠሩ'ዮም። ክኢላታት ፡ እንታይ ክትገብሩ ከም ዘሎኩምን እንታይ ክትገብሩ ከም ዘይብልኩምን ፡ ኣብ ዝቕጽል ክልተ ወርሒ እውን ካብ ሓደገኛ መርዚ ዘለዎም ኣትማንን ሸሞንተ እግሪ ዘለዎም ፍጡራትን ኣብ ምጥንቃቕ ከም ዘሎካ ይመኽሩ እዮም ። Published 12 December 2021 12:54pm
By Marcus Megalokonomos
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ኣብዚ ወቕቲ ሳመር ኣውስትራሊያውያን ንተመንን ሳሬት መንከስቲ ዝኾኑ መሰረታዊ ናይ ቀዳማይ ረድኤት ስጉምቲታት ንኽመሃሩ መጠንቀቕታ ይወሃቦም ኣሎ ፡ ምኽንያቱ ብሰንኪ ኩነታት ኣየር ብዙሕ ለመምታን ሓሳኹን ክፍጠሩ'ዮም። ክኢላታት ፡ እንታይ ክትገብሩ ከም ዘሎኩምን እንታይ ክትገብሩ ከም ዘይብልኩምን ፡ ኣብ ዝቕጽል ክልተ ወርሒ እውን ካብ ሓደገኛ መርዚ ዘለዎም ኣትማንን ሸሞንተ እግሪ ዘለዎም ፍጡራትን ኣብ ምጥንቃቕ ከም ዘሎካ ይመኽሩ እዮም ።