SKIP TO MAIN CONTENT

ብሰንኪ ኲናት ዩክሬን ዘይጸግዓዊ መትከል ስዊዘርላንድ ይፍተን።

NACA Feature
Protesters take part in a demonstration against the Russian invasion of Ukraine in Bern, Switzerland, Source: Keystone

ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ወራር ድሕሪ ምፍጻማ ፡ ንሓድነት ኤውሮጳውያን ፡ ምስ እገዳ ፡ ከምኡ ‘ውን ብዛዕባ ነዳዲን ቀረብ ጋዝን ዝምልከት ፈቲንዎ እዩ ። ክሳብ ሕጂ ኤውሮጳዊ ኅብረት ብሓደ እዩ ዘሎ ። ብዛዕባ እታ ኣባል ሕብረት ኤውሮጳ ዘይኮነት ኣብ ማእከል ኣውሮጳ ትርከብ ዘይወገናዊት ተባሂላ ትጽዋዕ ስዊዘርላንድከ እንታይ ክበሃል ይከኣል ? ስዊዘርላንድ ካብ ክልቲኡ ውግኣት ዓለም ጸግዒ ብዘይምሓዛ ነቲ ፈተና ሓሊፋቶ'ያ: እንተዀነ ግን እዚ ኣብ ገለልትነት መትከላ ከጽንዓ ድዩ? ኣብ ምልክት ሕቶ ኣትዩ ዘሎ ጉዳይ እዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ወራር ድሕሪ ምፍጻማ ፡ ንሓድነት ኤውሮጳውያን ፡ ምስ እገዳ ፡ ከምኡ ‘ውን ብዛዕባ ነዳዲን ቀረብ ጋዝን ዝምልከት ፈቲንዎ እዩ ። ክሳብ ሕጂ ኤውሮጳዊ ኅብረት ብሓደ እዩ ዘሎ ። ብዛዕባ እታ ኣባል ሕብረት ኤውሮጳ ዘይኮነት ኣብ ማእከል ኣውሮጳ ትርከብ ዘይወገናዊት ተባሂላ ትጽዋዕ ስዊዘርላንድከ እንታይ ክበሃል ይከኣል ? ስዊዘርላንድ ካብ ክልቲኡ ውግኣት ዓለም ጸግዒ ብዘይምሓዛ ነቲ ፈተና ሓሊፋቶ'ያ: እንተዀነ ግን እዚ ኣብ ገለልትነት መትከላ ከጽንዓ ድዩ? ኣብ ምልክት ሕቶ ኣትዩ ዘሎ ጉዳይ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now