መንግስቲ ሶርያን ዘራያቱን ንሰሜናዊ ም ዕራብ ሶርያ ንክፍለሃገር ኢድሊብ ንምቁጽጻር ይግስግሱ ኣለዉ፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ድማ ምፍሳስ ደም ደው ክብል ንሓያላት ሃገራት ጻዊዒት ኣቕሪቡ። መንግስቲ ኣብቲ ጽኑዕ ዕርዲ ዝኾነ ኢድሊብ መጥቃዕቲ ክፍኑ እዩ ኢሎም ብምፍራሕ፡ ዓሰርተታት ኣሻሓት ሶርያዊያን ካብቲ ኣብ ኢድሊብ ናብቲ ከባቢ ዝርከባ ዓዲታት ቱርኪ ተዓቑቦምቦም ኣለዉ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

