A Syrian soldier films the damage of the Syrian Scientific Research Center which was damaged by US-led air strikes Source: AAPብ ኣመሪካ ዝምራሕ መጥቃዕቲ ኣየር ኣብ ሰለስተ ናይ ሶርያ መደበራት ከሚካላዊ ኣጽዋር ዒላማ ገይሩ ተተግቢሩ። መንግስቲ ሶርያ ግን በዚ መጥቃዕቲ ከምዘይደሃል ገሊጹ። መንግስቲ ራሻ በቲ ፍጻመ ከምዝሓረቐን ኣንጻሩ ስጉምቲ ከምዝወስድ ገሊጹ ኣሎ። ኣመሪካ ተወሳኺ ናይ ቁጠባ ማዕቀብ ኣብ ልዕሊ ራሻ ክትገብር ትሸባሸብ ኣላ። እዚ ከምዚሉ’ከሎ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ነቲ ብኣመሪካ ዝተመርሐ መጥቃዕቲ ኣየር ኣብ ሶርያ ዋላ ወተሃደራዊ ደገፍ ኣየቕርብ ከምዝድግፎ ገሊጹ ኣሎ።
ብ ኣመሪካ ዝምራሕ መጥቃዕቲ ኣየር ኣብ ሰለስተ ናይ ሶርያ መደበራት ከሚካላዊ ኣጽዋር ዒላማ ገይሩ ተተግቢሩ። መንግስቲ ሶርያ ግን በዚ መጥቃዕቲ ከምዘይደሃል ገሊጹ። መንግስቲ ራሻ በቲ ፍጻመ ከምዝሓረቐን ኣንጻሩ ስጉምቲ ከምዝወስድ ገሊጹ ኣሎ። ኣመሪካ ተወሳኺ ናይ ቁጠባ ማዕቀብ ኣብ ልዕሊ ራሻ ክትገብር ትሸባሸብ ኣላ። እዚ ከምዚሉ’ከሎ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ነቲ ብኣመሪካ ዝተመርሐ መጥቃዕቲ ኣየር ኣብ ሶርያ ዋላ ወተሃደራዊ ደገፍ ኣየቕርብ ከምዝድግፎ ገሊጹ ኣሎ።