"ካብ መጀመርያ ን ኣቡነ እንጦንዮስ ዘይኮነስ ንሕገ ቤተ ክርስትያን ኢና ደው ኢልና።" ቐሺ ገብረሚካኤል ዮሃንስ
Credit: Beyene Weldegiorgis
ኣብዚ ቅንያት ናብ ኣውስትራሊያ ምብጻሕ ዝገበሩ ዋና ጸሓፊ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ ቀሺ ገብረ ሚካኤል ዮሃንስ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ቤተ ክርስትያን ዝምልከት ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት።
Share