SKIP TO MAIN CONTENT

"ናይ ወለንታ ስራሕ ምስራሕ ማለት ናይ ሕልና መግቢ ማለት እዩ።" ታረቀ ሃብተስላሴ

Volunteer Work
Source: SBS

ኣቶ ታረቀ ሃብተስላሴ ኣብ ኣውስትራሊያ ንልዕሊ 34 ዝነበረ እዩ፣ ኣብ ናይ ወለንታ ስራሕ ድማ ንብዙሕ ዓመታት ስሪሑ። ንመንበሪ ዘይብሎም ግዳም ሃደር ኣብሰሙን ክልተ መዓልቲ መግቢ የመላልስን ካልእ ስራሓትን የሰላስል። ኣብዚ ዉሑዳት ሰባት ዝሳተፍዎ ናይ ወለንታ ስራሕ ተመኩሮኡ ኣካፊሉና ኣሎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣቶ ታረቀ ሃብተስላሴ ኣብ ኣውስትራሊያ ንልዕሊ 34 ዝነበረ እዩ፣ ኣብ ናይ ወለንታ ስራሕ ድማ ንብዙሕ ዓመታት ስሪሑ። ንመንበሪ ዘይብሎም ግዳም ሃደር ኣብሰሙን ክልተ መዓልቲ መግቢ የመላልስን ካልእ ስራሓትን የሰላስል። ኣብዚ ዉሑዳት ሰባት ዝሳተፍዎ ናይ ወለንታ ስራሕ ተመኩሮኡ ኣካፊሉና ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now