SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ ንስርሖም ዘቋረጹ ዝሃቦ ሓገዝ ዓመታዊ ግብሪ ከነዋራርድ አንከለና ይኣቱ ድዩ፧ ሓደስቲ ሕድገታት ግብሪ ኣለው ድዮም፧

Dr Salah Jimie chats with SBS Tigrinya on Tax and Business
Source: Supplied

እዋኑ ወርሒ ሓምለ ኣብ ኣውስትራልያ መዕጸዊ ፋይናንሳዊ ዓመት፥ ሕሳባት ምስ መንግስቲ ተወራርደሉን ትተሓሳሰበሉን ከምኡ'ውን ኣታዊኻ ትግምግመሉን እዩ። ብዛዐባ ዓይነታት ንግዲ ንግብሪ ኣብ ዝምልከት፥ ግብርን ኣከፋፍልኡን ከምኡ’ውን ምስ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ኣብ ዝተኣሳሰር ተቐሪቦም ዘለው ሓገዛትን ትርጉሞምን ንዝምልከት ሓፈሻዊ መረዳእታታት ክህበና ንዶክተር ሳላሕ ጅምዕ ኣዘራሪብናዮ ኣሎና።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

እዋኑ ወርሒ ሓምለ ኣብ ኣውስትራልያ መዕጸዊ ፋይናንሳዊ ዓመት፥ ሕሳባት ምስ መንግስቲ ተወራርደሉን ትተሓሳሰበሉን ከምኡ'ውን ኣታዊኻ ትግምግመሉን እዩ። ብዛዐባ ዓይነታት ንግዲ ንግብሪ ኣብ ዝምልከት፥ ግብርን ኣከፋፍልኡን ከምኡ’ውን ምስ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ኣብ ዝተኣሳሰር ተቐሪቦም ዘለው ሓገዛትን ትርጉሞምን ንዝምልከት ሓፈሻዊ መረዳእታታት ክህበና ንዶክተር ሳላሕ ጅምዕ ኣዘራሪብናዮ ኣሎና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now