ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓመት ምውርራድ ግብሪ (ታክስ ሪተርን) እንታይ ለውጥታት ኣለዉ፧ ዶ/ር ሳላሕ ጅሚዕ ብዛዕባ'ዚ መግለጺ ይህብ።

Dr, Salah Jimi Source: Supplied
ዶ/ር ሳላሕ ጂሚዕ፡ ኣብዚ ኣብ ኣውስትራሊያ ፋይናንሲያዊ ዓመት ተወዲኡ ናይዘሎ ናይ 2021-2022 ግብሪ ምውርራድ ዝሕግዙ ሓበሬታት ሂቡ ኣሎ። ቀዳማይ ክፋሉ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ።
Share

Dr, Salah Jimi Source: Supplied

SBS World News