እዋን ሕሳብ ግብሪ ምውርራድ

A stock photo of the Australian Tax forms. Source: iStockphoto
ቀረጽ ወይ ግብሪ ዝወራረደሉ እዋን ኢና ዘለና። ይኹን እምበር ኮቪድ-19 ንህይወትና ንሓደ ዓመት ምሉእ ብምጽላው ፡ ገለ ካብቲ ኣብቲ መስርሕ ምውርራድምቅይያራት ተጌሩ እዩ። .. ናይ ዓመት ግብሪኹም ከተወራርዱ ከለኹም እንታይ ከምዘድልየኩም ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ ።
Share