SKIP TO MAIN CONTENT

"ኣብ ቅድሚ 700 ሚሊዮን ህዝቢ ናይ ትግሪኛ ደርፊ ብምድራፍ ናይ ፈለማ ክኸውንየ" ቴድሮስ ኤርሚያስ

Tedros Ermias
Tedros Ermias Source: Tedros Ermias

ኮራ፡ ዓመታዊ ካብ ምሉእ ኣፍሪቃ ሙዚቃዊ ስራሓት ንዉድድር ቀሪቡ፡ ዕዉታት ዝሽለምሉ መድረኽዩ። ኣብ ናይሎሚ ዓመት ዉድድር ን ምብራቕ ኣፍሪቃ ወኪላ ናይ ፈለማ ናይ ትግሪኛ ደርፊ፡ ናይ ተድሮስ ኤርሚያስ "ዳግማይ ንግስነት" ክትቀርብያ። ቴሮስ ኤርሚያስ ብዛዕባቲ ዉድድርን ሓፈሻዊ ዝሰርሖም ስራሓትን ኣዕሊሉና ኣሎ። ንምስማዕ ኣብዚ ጠዉቑ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኮራ፡ ዓመታዊ ካብ ምሉእ ኣፍሪቃ ሙዚቃዊ ስራሓት ንዉድድር ቀሪቡ፡ ዕዉታት ዝሽለምሉ መድረኽዩ። ኣብ ናይሎሚ ዓመት ዉድድር ን ምብራቕ ኣፍሪቃ ወኪላ ናይ ፈለማ ናይ ትግሪኛ ደርፊ፡ ናይ ተድሮስ ኤርሚያስ "ዳግማይ ንግስነት" ክትቀርብያ። ቴሮስ ኤርሚያስ ብዛዕባቲ ዉድድርን ሓፈሻዊ ዝሰርሖም ስራሓትን ኣዕሊሉና ኣሎ። ንምስማዕ ኣብዚ ጠዉቑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now