Polish servicemen use a water cannon during clashes between migrants gathering at the checkpoint "Kuznitsa" at the Belarus-Poland. Source: AAPሓለውቲ ዶብ ፖላንድ ኣንጻር ናብ’ታ ሃገር ክኣትው ዝፈተኑ መጻእትን ስደተኛታትን ዘንብዕ ጋዝን ምግጫብ ማይን ምስ ተጠቕሙ ኣብ ዶብ ፖላንድን ቤላሩስን ዕግርግር ተፈጢሩ። እቲ ናብ ቅልውላው ስደተኛታት ኣብ ዶብ ፖላንድ ዘስዓበ ምስሕሓብ ምግዳዱ ኣብ ዝቐጸለሉ ሕብረት ኤውሮጳ ዝሰፍሑ እገዳታት ኣብ ልዕሊ ቤላሩስ ከንብር የፈራርሕ ኣሎ።
ሓለውቲ ዶብ ፖላንድ ኣንጻር ናብ’ታ ሃገር ክኣትው ዝፈተኑ መጻእትን ስደተኛታትን ዘንብዕ ጋዝን ምግጫብ ማይን ምስ ተጠቕሙ ኣብ ዶብ ፖላንድን ቤላሩስን ዕግርግር ተፈጢሩ። እቲ ናብ ቅልውላው ስደተኛታት ኣብ ዶብ ፖላንድ ዘስዓበ ምስሕሓብ ምግዳዱ ኣብ ዝቐጸለሉ ሕብረት ኤውሮጳ ዝሰፍሑ እገዳታት ኣብ ልዕሊ ቤላሩስ ከንብር የፈራርሕ ኣሎ።