ብዓርቢ ኣብ ከተማ መልበርን ኣብ Bourke Street ብዛዕባ ዝተፈጸመ ስራሕ ግብረ ሽበራ ዝምልከት ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሶን ዝሃቦ ርእይቶ ብዙሓት መራሕቲ ማሕበረ ሰብ እስላም ተቓዊሞሞ። “ነዚ መጥቃዕቲ ዝፈጸመ ሰብ ኣሸባሪ እዩ። ናይ ኣእምሮ ጸገም ነይርዎ ዝበሃል ዘረባ ዘይቅቡል ምኽንያት እዩ” ክብል ሚስተር ሞሪሶን ገሊጹ ነይሩ።
Share

Published
By Beyene Weldegiorgis
Source: SBS
Share this with family and friends

