Source: SBS Tigrinya“መቃለሲ ባይታና ኣብ ኢትዮጵያ ዘይኮነስ ኣብ ኤርትራ እዩ ክኸውን” ምስዚ ምቅይያር ፖለቲካዊ ኩነታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ናይ መጻኢ ባይታኦም እንታይ ክኸውን’ዩ ንዝብል ሕቶ መልሲ ናይቶም ኣብ ኢትዮጵያ ኮይኖም ዝቃወሙ ናይ ኤርትራ ዉዱባት እዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ኮይኖም ኣንጻር መንግስቲ ኤርትራ ዝቃለሱ 4 ዉዱባት ኣብዚ ቕሩብ ጊዜ ብሓባር ክሰርሑ ተሰማሚዖም ኣለዉ፡ ብዛዕባቲ ጉዳይ ንኽምልሱልና ናይቲ ቆይሙ ዘሎ ሓዲሽ ጥምረት ጊዚያዊ ኣቦ ወምበር ተስፉ ኣጽብሃን ምክትሉ ዑስማን ቆርነሌዎስን ሓቲትናዮም ኣለና ። እተን ሓቢረን ዝበሃላ ዘለዋ ዉድባት እዘን ዝስዕባ እየን። ስምረት ምንቅስቓስ ኤርትራዊ ድሕነት (ስምረት) ዲሞክራሲያዊ ሓርነት ምንቅስቓስ ኩናማ ኤርትራ ሰውራዊ ደሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ
“መቃለሲ ባይታና ኣብ ኢትዮጵያ ዘይኮነስ ኣብ ኤርትራ እዩ ክኸውን” ምስዚ ምቅይያር ፖለቲካዊ ኩነታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ናይ መጻኢ ባይታኦም እንታይ ክኸውን’ዩ ንዝብል ሕቶ መልሲ ናይቶም ኣብ ኢትዮጵያ ኮይኖም ዝቃወሙ ናይ ኤርትራ ዉዱባት እዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ኮይኖም ኣንጻር መንግስቲ ኤርትራ ዝቃለሱ 4 ዉዱባት ኣብዚ ቕሩብ ጊዜ ብሓባር ክሰርሑ ተሰማሚዖም ኣለዉ፡ ብዛዕባቲ ጉዳይ ንኽምልሱልና ናይቲ ቆይሙ ዘሎ ሓዲሽ ጥምረት ጊዚያዊ ኣቦ ወምበር ተስፉ ኣጽብሃን ምክትሉ ዑስማን ቆርነሌዎስን ሓቲትናዮም ኣለና ። እተን ሓቢረን ዝበሃላ ዘለዋ ዉድባት እዘን ዝስዕባ እየን። ስምረት ምንቅስቓስ ኤርትራዊ ድሕነት (ስምረት) ዲሞክራሲያዊ ሓርነት ምንቅስቓስ ኩናማ ኤርትራ ሰውራዊ ደሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ