SKIP TO MAIN CONTENT

ሞት ንጉስ ታይላንድ፡ ንታያዊያን ኣሰንቢዱ

A young woman holds a picture of a young King Bhumbibol Adulyadej after news of his death aged 88. (AAP)
A young woman holds a picture of a young King Bhumbibol Adulyadej after news of his death aged 88. (AAP) Source: A young woman holds a picture of a young King Bhumbibol Adulyadej after news of his death aged 88. (AAP)

ንጉስ ታይላንድ ኣብ 1927 እዩ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ተወሊዱ፡ ወዲ ክልተ ዓመት ከሎ ኣቡኡ ሞይቱ፡ ኣብቲ እዋን ዉላድ ዘይነበሮ ኣኮኡ ንግስነቱ ስለገደፈ፡ ወዲ 9 ዓመት ሓዉ ንግስነቱ ተረኪቡ፡ ሓዉ ድማ ብጥይት ስለተቐትለ፡ ኣብ መበል 18 ዓመት ዕድሜኡ ኣብ ዙፋን ንግስነት ተቐሚጡ፡ ን 70 ዓመት ንታያዊያን ነጊስዎም፡ ትማሊ ድማ ኣብ መበል 88 ዓመቱ ድማ ዓሪፉ። ንዝርዝር ትሕዝቶ ኣብዚ ብምጥዋቕ ስምዑ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ንጉስ ታይላንድ ኣብ 1927 እዩ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ተወሊዱ፡ ወዲ ክልተ ዓመት ከሎ ኣቡኡ ሞይቱ፡ ኣብቲ እዋን ዉላድ ዘይነበሮ ኣኮኡ ንግስነቱ ስለገደፈ፡ ወዲ 9 ዓመት ሓዉ ንግስነቱ ተረኪቡ፡ ሓዉ ድማ ብጥይት ስለተቐትለ፡ ኣብ መበል 18 ዓመት ዕድሜኡ ኣብ ዙፋን ንግስነት ተቐሚጡ፡ ን 70 ዓመት ንታያዊያን ነጊስዎም፡ ትማሊ ድማ ኣብ መበል 88 ዓመቱ ድማ ዓሪፉ። ንዝርዝር ትሕዝቶ ኣብዚ ብምጥዋቕ ስምዑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now