SKIP TO MAIN CONTENT

“ክሳብ እዛ ዝነበርናላ መዓልቲ ብዝሒ ዝመቱ 20 ይበጽሑ እዮም።” ነበርቲ መዓስከር ስደተኛታት ዓዲ ሓሩሽ።

Eritrean Refugees in Ethiopia
Source: Yosief Worke

“ክሳብ እዛ ዝነበርናላ መዓልቲ ብዝሒ ዝመቱ 20 ይበጽሑ እዮም።” ነበርቲ መዓስከር ስደተኛታት ዓዲ ሓሩሽ። ኣብዚ ቀረባ ሳምንታት ናይ ሓድሽ ዓመት፤ ከቢድ ናይ መዓልታት ጉዕዞ ፈጺሞም፤ ንህይወቶም ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ኣእትዮም ብሰላም፤ ኣብ ግዜያዊ መዕቆቢ ስደተኛታት ዳባት ካብ ዝበጽሑ፤ 4 ኤርትራውያን ካብ መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ፤ ንመምህር ዮሴፍ ወርቀ ዝሃብዎ ጽሟቕ ሓበሬታ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

“ክሳብ እዛ ዝነበርናላ መዓልቲ ብዝሒ ዝመቱ 20 ይበጽሑ እዮም።” ነበርቲ መዓስከር ስደተኛታት ዓዲ ሓሩሽ። ኣብዚ ቀረባ ሳምንታት ናይ ሓድሽ ዓመት፤ ከቢድ ናይ መዓልታት ጉዕዞ ፈጺሞም፤ ንህይወቶም ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ኣእትዮም ብሰላም፤ ኣብ ግዜያዊ መዕቆቢ ስደተኛታት ዳባት ካብ ዝበጽሑ፤ 4 ኤርትራውያን ካብ መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ፤ ንመምህር ዮሴፍ ወርቀ ዝሃብዎ ጽሟቕ ሓበሬታ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now