SKIP TO MAIN CONTENT

ሕብረት ኣውሮፓ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ብህጹጽ ክወጽእ ኣለዎ ንዝብል መርገጺ ኣሜሪካ ደጊፉ መግለጺ ኣውጺኡ።

Homeland Report
EU High-Representative/Vice-President Josep Borrell Source: EU

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላውን ኣብቲ ከባቢ ከስዕቦ ዝኽእል ቅልውላውን ከምዘሻቐሎም ላዕለዋይ ወኪል/ምክትል ፕረሲደንት ናይቲ ሕብረት ጆሰፕ ቦረል፡ ኮሚሽነር ጁታ ኡርፒሊያነን ከም ኡውን ኮሚሽነር ጃነዝ ለነሪች ብሓባር ኣብዘውጽእዎ መግለጺ ተዘርጊሑ ኣሎ። "ኣብ ትግራይ ሰባት ኣብ ገዝኦም ይሞቱ ኣለዉ።" ሮይተርስ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላውን ኣብቲ ከባቢ ከስዕቦ ዝኽእል ቅልውላውን ከምዘሻቐሎም ላዕለዋይ ወኪል/ምክትል ፕረሲደንት ናይቲ ሕብረት ጆሰፕ ቦረል፡ ኮሚሽነር ጁታ ኡርፒሊያነን ከም ኡውን ኮሚሽነር ጃነዝ ለነሪች ብሓባር ኣብዘውጽእዎ መግለጺ ተዘርጊሑ ኣሎ። "ኣብ ትግራይ ሰባት ኣብ ገዝኦም ይሞቱ ኣለዉ።" ሮይተርስ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now