Source: Suppliedመንእሰይ ሳምሶን ሰሎሞን ደራስን ተጣባቒ መሰልን'ዩ።፡አብ ዝተፈላለየ ቦታታት እናኸደ ንመንእሰያት ሰሚናራት ዝህብ ብዛዕባ ኤርትራ ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታት እናተኸታተለ መጻኢን አብ’ዚ ዘሎ እዋንን ከመይ ክመስል ከምዝግብኦን አስተምህሮታት ዝህብ ዘሎ ንጡፍ መንእሰይ’ዩ፡፡ ናይ ሎሚ ዘተና ብዛዕባ ‘ርስቲ ጉጅለ 15’ መጽሓፉ’ዩ።
መንእሰይ ሳምሶን ሰሎሞን ደራስን ተጣባቒ መሰልን'ዩ።፡አብ ዝተፈላለየ ቦታታት እናኸደ ንመንእሰያት ሰሚናራት ዝህብ ብዛዕባ ኤርትራ ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታት እናተኸታተለ መጻኢን አብ’ዚ ዘሎ እዋንን ከመይ ክመስል ከምዝግብኦን አስተምህሮታት ዝህብ ዘሎ ንጡፍ መንእሰይ’ዩ፡፡ ናይ ሎሚ ዘተና ብዛዕባ ‘ርስቲ ጉጅለ 15’ መጽሓፉ’ዩ።