Credit: SBS(ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ) ኣብ ሓድሽ ሃገር ክትመጹ ወይ ክትጣየሱ እንከለኹም ኣብ ገዛኹም ወይ ኣብ መንበሪ ከባቢኹም ጀርዲን ምግባር ወይ ምስ ኣትክልቲ ምትእስሳር ምፍጣር እቲ ቀዳማይ ትሓስብዎ ነገር ከይከውን ይኽእል’ዩ። እንተኾነ ግን ውልቃዊ፣ ማሕበረሰባዊን ከባብያውን ረብሓታት ካብ ህይወት ሓደ ተኽሊ ብጣዕሚ ዕምቆት ዘለዎም’ዮም። ነዚ’ዮም ከኣ ኣብ ጀርዲንናን ጎደናታትናን እንታይ ክንገበርን ከይንገብርን ንኽእል መምርሒታትን ሕጊታትን ተቐሚጦምልና ዘለዉ።
Published
Updated
By Melisa Compagnoni
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
(ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ) ኣብ ሓድሽ ሃገር ክትመጹ ወይ ክትጣየሱ እንከለኹም ኣብ ገዛኹም ወይ ኣብ መንበሪ ከባቢኹም ጀርዲን ምግባር ወይ ምስ ኣትክልቲ ምትእስሳር ምፍጣር እቲ ቀዳማይ ትሓስብዎ ነገር ከይከውን ይኽእል’ዩ። እንተኾነ ግን ውልቃዊ፣ ማሕበረሰባዊን ከባብያውን ረብሓታት ካብ ህይወት ሓደ ተኽሊ ብጣዕሚ ዕምቆት ዘለዎም’ዮም። ነዚ’ዮም ከኣ ኣብ ጀርዲንናን ጎደናታትናን እንታይ ክንገበርን ከይንገብርን ንኽእል መምርሒታትን ሕጊታትን ተቐሚጦምልና ዘለዉ።