Australia's currency didn't always look like this (AAP) Source: AAP / JAMES ROSS/AAPIMAGEዝሓለፈ 14 ለካቲት ኣብ ፋይናንሳዊ ታሪኽ ኣውስትራልያ መበል 60 ዓመት ባጤራ ዴሲማል (decimal currency) ዝተኣታተወሉ ዕለት ብምዃን ዓቢይ ነጥበ መቕይሮ ዝሓለፈሉ ኔሩ። ኣውስትራልያውያን፡ ኣብ ታሪኽ'ዛ ሃገር ሓደ ካብ ዝዓበዩ ምስግጋራት ኣብ ዝኾነ፡ ፓውንድ፡ ሺሊንግን ፐንስን ገዲፎም ዶላርን ሰናቲሙን ክጥቀሙ ካብ ዝጅምሩ ዕቑዳት ሓሊፎም። ንነገራት ንኸፍለሉ ኣገባብ ብቐጻሊ ይቀያየር እንተሃለወ'ኳ ሓድጊ ናይ'ታ ህሞት ግን ነባሪ ኮይኑ'ሎ።
Published
By SBS Tigrinya
Presented by Stephanie Youssef, SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ዝሓለፈ 14 ለካቲት ኣብ ፋይናንሳዊ ታሪኽ ኣውስትራልያ መበል 60 ዓመት ባጤራ ዴሲማል (decimal currency) ዝተኣታተወሉ ዕለት ብምዃን ዓቢይ ነጥበ መቕይሮ ዝሓለፈሉ ኔሩ። ኣውስትራልያውያን፡ ኣብ ታሪኽ'ዛ ሃገር ሓደ ካብ ዝዓበዩ ምስግጋራት ኣብ ዝኾነ፡ ፓውንድ፡ ሺሊንግን ፐንስን ገዲፎም ዶላርን ሰናቲሙን ክጥቀሙ ካብ ዝጅምሩ ዕቑዳት ሓሊፎም። ንነገራት ንኸፍለሉ ኣገባብ ብቐጻሊ ይቀያየር እንተሃለወ'ኳ ሓድጊ ናይ'ታ ህሞት ግን ነባሪ ኮይኑ'ሎ።