መራሒ ሓይልታት ትግራይ ዶክተር ደብረጽዮን ምስ ልኡኽ ሕ/ኣውሮጳ ፔካ ሃቬስቶ ብስልኪ ከም ዝተዘራረቡ ተሰሚዑ።05:23 Source: Getty Imagesኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛView Podcast SeriesFollow and SubscribeApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (9.88MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android ብተወሳኺ፡ ምንቅስቓስ ብሄረ ኣምሓራ ኣብ ልዕሊ ተወለድቲ ኣምሓራ ዝፍጸም ዘሎ መቕተልቲ ብፍቓድ መንግስቲ ኢትዮጵያ እዩ ኢሉ ከም ዝኣምን ገሊጹ ዝብሉ ሓጸርቲ ጸብጻባት ቀሪቡ ኣሎ።ShareLatest podcast episodesቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ጥቅምቲ 2025)ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ጥቅምቲ 2025)ሕልፈት ህብብቲ ተጣባቒት እንስሳ ዱር ዶ/ር ጄን ጉዳልኮንፈረንስ መቐለ ምስ ኤርትራ ዝተጀመረ ርክብ 'ናብ ዝለዓለ ብራኸ ንክሰጋገር እጃምና ክነወፊ ኢና'ኢሉ።