SKIP TO MAIN CONTENT

እቲ ካልእ ቅልውላው ስደተኛታት

SBS
SBS Source: SBS

ኣብ መዓስከራት ዝተፈላለያ ሃገራት ፡ ንንዉሕ ዝበለ ዓመታት ዝተቐመጡ ስደተኛታት ፡ብማሕበረሰብ ዓለም ግቡእ ኣቓልቦ ይንፈጎም ከምዘሎ '' እቲ ካልእ ቅልውላው ስደተኛታት '' ብዝብል ኣርእስቲ ዝተዘርግሐ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ፡ ሓቢሩ ። ኣብ ዓለም ፡ ዝዓበየ መዓስከር ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኬንያ ዝርከብ ኮይኑ ፡ ዳዳብ ተባሂሉ ይጽዋዕ ። ኣብዚ ኣዋን እዚ ፡ ኣብ ዳዳብ ፍርቂ ሚልዮን ዝኣክል ህዝቢ ይነብር ። 95% ካብኣታቶም ሶማላውያን ክኾኑ እንከለው እቶም ዝተረፉ ድማ ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ 'ዮም ። ዳዳብ ነቶም ብ1991 ብሰሪ ኣብ ሃገሮም ዝተኸስተ ዂናት- ሓድሕድ ተፈናቒሎም ናብ ኬንያ ዝኣተዉ 90,000 ዝኣኽሉ ሶማልያውያን ንኸዑቁብ ተባሂሉ'ዩ ዝተመስረተ ። ድሒሩ ኣብታ ሃገር ዝተኸስተ ስርዓተ-ኣልቦ ፡ ረሃብን ደርቂን ግና ንቁጽሪ ስደተኛታት ሰማይ ኣዕረጎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ መዓስከራት ዝተፈላለያ ሃገራት ፡ ንንዉሕ ዝበለ ዓመታት ዝተቐመጡ ስደተኛታት ፡ብማሕበረሰብ ዓለም ግቡእ ኣቓልቦ ይንፈጎም ከምዘሎ '' እቲ ካልእ ቅልውላው ስደተኛታት '' ብዝብል ኣርእስቲ ዝተዘርግሐ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ፡ ሓቢሩ ። ኣብ ዓለም ፡ ዝዓበየ መዓስከር ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኬንያ ዝርከብ ኮይኑ ፡ ዳዳብ ተባሂሉ ይጽዋዕ ። ኣብዚ ኣዋን እዚ ፡ ኣብ ዳዳብ ፍርቂ ሚልዮን ዝኣክል ህዝቢ ይነብር ። 95% ካብኣታቶም ሶማላውያን ክኾኑ እንከለው እቶም ዝተረፉ ድማ ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ 'ዮም ። ዳዳብ ነቶም ብ1991 ብሰሪ ኣብ ሃገሮም ዝተኸስተ ዂናት- ሓድሕድ ተፈናቒሎም ናብ ኬንያ ዝኣተዉ 90,000 ዝኣኽሉ ሶማልያውያን ንኸዑቁብ ተባሂሉ'ዩ ዝተመስረተ ። ድሒሩ ኣብታ ሃገር ዝተኸስተ ስርዓተ-ኣልቦ ፡ ረሃብን ደርቂን ግና ንቁጽሪ ስደተኛታት ሰማይ ኣዕረጎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now