ክብሪ ዋጋ መነባብሮን ወጻኢ ንምጉዳል ክውሰዱ ዝግባእ ስጉምቲታትን።06:53 Source: SBSኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛView Podcast SeriesFollow and SubscribeApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (3.95MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android ኣብዚ እዋን ክብሪ መነባብሮ ሰማይ ዓሪጉ፡ ህዝቢ በብመዓልቲ ንናብራኡ ንምክያድ ኣጸጋሚ ኩነታት ይርክአብ። ኣብ ነዳዲ፡ ኣስቤዛን ገዛን ካልእን ዝግበር ወጻኢታት ንምጉዳል እንታይ ክግበር ይከኣል ነዚ ዝምልከት ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።ShareLatest podcast episodesኣፍልጦ ሃገርነት ፍልስጢኤምን ኣመታቱን:መንገዲ ኣየር ኖርዘርንስታር ባንዴራ ትግራይ ዘምበልብላ ክልተ ኣውሮፕላናት ዓዲጉ ስራሕ ንምጅማር ኣብ ምድላዋት ምህላው ገሊጹ። (ጸብጻብ)ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 መስከረም 2025)"ንእሱራትና ከምዘይረሳዕናዮም ንምርኣይ ኢና ዝክሪ እሱራት ኣካይድና፡" ዝርርብ ምስ ኣቶ ዘርኡን ኣቶ ብርሃነን ብዛዕባ ኣብ ኲንስላንድ ዝተገብረ ዝኽሪ እሱራት፡