Source: Daniel Tesfayዝሓለፈ እዋን ብዝዕባ ኣተዓባቢያ ቆልዑ ኣብ ወጻኢ ዝምልከት ምስ ኢንጂኔር ዳኒኤል ተስፋይ ኣብ ንኣሽቱ ቆልዑ ኣመልኪትና ዘተ ጌርና ኔርና። መቐጸልታኡ ሎሚ ኣብቶም ብዕድመ ዕብይ ዝበሉ ቆልዑ ብዛዕባ ክግበር ዝግባእ ኣተሓሕዛን ኣቀራርባን ተዛመድቲ ነጥቢታትን ዝምልከት ሰፊሕ ዘተ ቀሪቡ ኣሎ። ኢንጂኔር ዳኒኤል ተስፋይ፡ ናይ ምህንድስና ሳይንስ ምሁር፡ ዘማሪ፡ መምህር፥ ዝተፈላለዩ መሃርቲ ድራማታት ኣዳላዊን ብ Freproduction Daniel Tesfay ኣብዝብሃል ናይ YouTube ቻነል ብዙሕ መሃሪ ትሕዝቶታት ዘቕርብ እዩ።
ዝሓለፈ እዋን ብዝዕባ ኣተዓባቢያ ቆልዑ ኣብ ወጻኢ ዝምልከት ምስ ኢንጂኔር ዳኒኤል ተስፋይ ኣብ ንኣሽቱ ቆልዑ ኣመልኪትና ዘተ ጌርና ኔርና። መቐጸልታኡ ሎሚ ኣብቶም ብዕድመ ዕብይ ዝበሉ ቆልዑ ብዛዕባ ክግበር ዝግባእ ኣተሓሕዛን ኣቀራርባን ተዛመድቲ ነጥቢታትን ዝምልከት ሰፊሕ ዘተ ቀሪቡ ኣሎ። ኢንጂኔር ዳኒኤል ተስፋይ፡ ናይ ምህንድስና ሳይንስ ምሁር፡ ዘማሪ፡ መምህር፥ ዝተፈላለዩ መሃርቲ ድራማታት ኣዳላዊን ብ Freproduction Daniel Tesfay ኣብዝብሃል ናይ YouTube ቻነል ብዙሕ መሃሪ ትሕዝቶታት ዘቕርብ እዩ።