Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE starting June 12 2026

"ቤተ ክርስትያን ወገን ኣምላኽ፡ ወገን ፍትሒን ሓቂን እያ ክትከውን ዘለዋ።" ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል

Capture.JPG

ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል Credit: Beyene Weldegiorgis

ኣብ ትግራይ ምስዝኸይድ ዘሎ ኲናት ተተሓሓዙ ሃገረ ስብከታት ሰሜን ኣሜሪካ፡ ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያናት ኤርትራ፡ ነቲ ኵናት ዝኹንን መግለጺ ኣውጺኦም እዮም። ኣብ ዉሽጢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ብዛዕባ'ዚ ዘሎ ምጥፍፋእ ዝኹንን መግለጺ የለን። ነዚ ከም መበገሲ ጌርና ንኣገልጋሊ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ቀሺ ዮናስ እታ ቤተ ክርስትያን ክትገብሮ ትኽእል እንታይ ምዃኑን ምስኡ ዝተሓሓዝ ሕቶታት መሊሱልና ኣሎ።

Published

Updated

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Share this with family and friends

ኣብ ትግራይ ምስዝኸይድ ዘሎ ኲናት ተተሓሓዙ ሃገረ ስብከታት ሰሜን ኣሜሪካ፡ ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያናት ኤርትራ፡ ነቲ ኵናት ዝኹንን መግለጺ ኣውጺኦም እዮም። ኣብ ዉሽጢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ብዛዕባ'ዚ ዘሎ ምጥፍፋእ ዝኹንን መግለጺ የለን። ነዚ ከም መበገሲ ጌርና ንኣገልጋሊ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ቀሺ ዮናስ እታ ቤተ ክርስትያን ክትገብሮ ትኽእል እንታይ ምዃኑን ምስኡ ዝተሓሓዝ ሕቶታት መሊሱልና ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now