Credit: KINCHELA BOYS HOME ABORIGINAL CORPORATION PR IMAGE.JPGኣውስትራሊያ ብዙሓት ገና ዝመሃርዎ ዘለዉ ጸሊም ናይ ታሪኽ ምዕራፍ ኣለዋ ። ድሕሪ ናይ ኣውሮፓዊያን ሰፈራ ኣብ ኣውስትራሊያ ፡ህጻናት ኣቦርጂናዊያንን ቶረስ ስትሪት ኣይላንደራትን ካብ ስድራኦም ብስርዓት ተመንጢሎም ፡ ናብ ደቀባት ዘይኮኑ ሕብረተሰባት ክኣትዉ ተገዲዶም ። እቲ ዘጋጠሞምወጽዓን ማህሰይትን ከቢድ በሰላ ሓዲጉሎም እዩ ። ሎሚ እዞም ሰባት ከም ዝደሓኑ ዝተሰርቁ ውለዶ ወይ Stolen Generations ተባሂሎም ይፍለጡ ኣለዎም።
Published
By Melissa Compagnoni, Rachael Knowles
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣውስትራሊያ ብዙሓት ገና ዝመሃርዎ ዘለዉ ጸሊም ናይ ታሪኽ ምዕራፍ ኣለዋ ። ድሕሪ ናይ ኣውሮፓዊያን ሰፈራ ኣብ ኣውስትራሊያ ፡ህጻናት ኣቦርጂናዊያንን ቶረስ ስትሪት ኣይላንደራትን ካብ ስድራኦም ብስርዓት ተመንጢሎም ፡ ናብ ደቀባት ዘይኮኑ ሕብረተሰባት ክኣትዉ ተገዲዶም ። እቲ ዘጋጠሞምወጽዓን ማህሰይትን ከቢድ በሰላ ሓዲጉሎም እዩ ። ሎሚ እዞም ሰባት ከም ዝደሓኑ ዝተሰርቁ ውለዶ ወይ Stolen Generations ተባሂሎም ይፍለጡ ኣለዎም።
Check out our podcast collection here