SKIP TO MAIN CONTENT

እተን ሰለስተ ሕቶታት ሓጺር ዛንታ ብ ለዮ ቶልስቶይ፡ ትርጉም በየነ ሰመረ፡ ኣንባቢ መኮንን ተስፋይ

The three questions
Leo Tolstoy Source: SM

..........እቲ ንጉስ ቅሩብ ኲዒቱ፡ ደጊሙ እተን ሰለስተ ሕቶታት ሓተቶ። እቲ ባሕታዊ ግና መልሲ ከይሃበ፡ “ኣቐብለኒ እቲ መዂዓቲ ንስኻ ሓንሳብ ኣዕርፍ” በሎ። እንተኾነ እቲ ንጉስ ምዂዓቱ ቀጸለ። ሰዓታት ሓለፉ፡ መሬት ዓሪቡ ጽልምትምት በለ። ኣብ መወዳእታ ነቲ መዂዓቲ ደርብዩ፡ “ዝኸበርካ ፈላጥ ካብ ገዛይ ናብዚ ዝመጻእኩ ሕቶታተይ ክትምልሰለይ ደልየ እየ፡ ከይመለስካለይኮ ጸሓይ ዓሪባ።” በሎ።......

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

..........እቲ ንጉስ ቅሩብ ኲዒቱ፡ ደጊሙ እተን ሰለስተ ሕቶታት ሓተቶ። እቲ ባሕታዊ ግና መልሲ ከይሃበ፡ “ኣቐብለኒ እቲ መዂዓቲ ንስኻ ሓንሳብ ኣዕርፍ” በሎ። እንተኾነ እቲ ንጉስ ምዂዓቱ ቀጸለ። ሰዓታት ሓለፉ፡ መሬት ዓሪቡ ጽልምትምት በለ። ኣብ መወዳእታ ነቲ መዂዓቲ ደርብዩ፡ “ዝኸበርካ ፈላጥ ካብ ገዛይ ናብዚ ዝመጻእኩ ሕቶታተይ ክትምልሰለይ ደልየ እየ፡ ከይመለስካለይኮ ጸሓይ ዓሪባ።” በሎ።......

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now