SKIP TO MAIN CONTENT

"ምጽሓፍ መዝገበ ቃላት ከም ልቢወለድ ኣይኮነን፡ ብውልቂ ዘይኮነ ብብዙሓት ዝጸሓፍ ነቲ ዘሎ እናማሓየሽካን እናወሰኽካን ዝቕጽል እዩ።" 2ይ ክፋል ዕላል ምስ ኣቶ ኣርኣያ ካሳ

Araya Kassa
Credit: Araya Kassa

ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ኣርኣያ ካሳ። ኣቶ ኣርኣያ ንነዊሕ ዓመታት ቋንቋ ትግርኛ ንምምዕባል ዝሕግዙ ዝተፈላለዩ መጽናዕትታት ገይሩ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጽሑፋት ዘቕርብ እዩ። ቋንቋ ትግርኛ ትማልን ሎሚን ከመይ ከምዘሎን ንኽምዕብል ዘድልዩ ነገራት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ ኣሎ። ሎሚ ቀዳማይ ክፋሉ ቀሪቡ ኣሎ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ኣርኣያ ካሳ። ኣቶ ኣርኣያ ንነዊሕ ዓመታት ቋንቋ ትግርኛ ንምምዕባል ዝሕግዙ ዝተፈላለዩ መጽናዕትታት ገይሩ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጽሑፋት ዘቕርብ እዩ። ቋንቋ ትግርኛ ትማልን ሎሚን ከመይ ከምዘሎን ንኽምዕብል ዘድልዩ ነገራት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ ኣሎ። ሎሚ ቀዳማይ ክፋሉ ቀሪቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now