Credit: SBSክቡራት ሰማዕትና ኤስቢኤስ ኣብ'ዚ ኣብ ኣውስትራልያ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ቐጠር ብቐጥታ ዘመሓላልፍ መደበር ቴሌቪዥን'ዩ። ስለ'ዚ ኣብ ብዙሓት መድረኻቱ ነዚ ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ውራይ ኩዕሶ እግሪ ሰፊሕ ሸፈነ ክህብ'ዩ። ንሕና ከኣ ካብ'ዚኦም ሸፈነታት ኣገደስቲ ዝበልናዮም ምስ ህሞት ዋንጫ ዓለምን ኩዕሶ እግርን ዝኸዱ እናመረጽና ከነቕርበልኩም ኢና፡ ንሎሚ ኣብ ሰለስተ ቀዳሞት ምድባት ዘለዋ ሃገራት ዝድህስስ ትሕዝቶ ኣብ'ዚ እነሀልኩም።
Published
Updated
By SBS Tigrinya, SBS Sport
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ክቡራት ሰማዕትና ኤስቢኤስ ኣብ'ዚ ኣብ ኣውስትራልያ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ቐጠር ብቐጥታ ዘመሓላልፍ መደበር ቴሌቪዥን'ዩ። ስለ'ዚ ኣብ ብዙሓት መድረኻቱ ነዚ ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ውራይ ኩዕሶ እግሪ ሰፊሕ ሸፈነ ክህብ'ዩ። ንሕና ከኣ ካብ'ዚኦም ሸፈነታት ኣገደስቲ ዝበልናዮም ምስ ህሞት ዋንጫ ዓለምን ኩዕሶ እግርን ዝኸዱ እናመረጽና ከነቕርበልኩም ኢና፡ ንሎሚ ኣብ ሰለስተ ቀዳሞት ምድባት ዘለዋ ሃገራት ዝድህስስ ትሕዝቶ ኣብ'ዚ እነሀልኩም።