Credit: SBSክቡራት ሰማዕትና ኤስቢኤስ ኣብዚ ኣብ ኣውስትራልያ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ቐጠር ብቐጥታ ዘመሓላልፍ መደበር ቴሌቪዥንዩ። ስለዚ ኣብ ብዙሓት መድረኻቱ ነዚ ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ዝኾነ ውራይ ኩዕሶ እግሪ ሰፊሕ ሸፈነ ክህብዩ። ንሕና ከኣ ካብዚኦም ሸፈነታት ኣገደስቲ ዝበልናዮም ምስ ህሞት ዋንጫ ዓለምን ኩዕሶ እግርን ዝኸዱ እናመረጽና ከነቕርበልኩም ኢና፡ ንሎሚ ኣብ ምድባት D፣ E፣ ከምኡ'ውን F ዘለዋ ሃገራት ዝድህስስ ትሕዝቶዩ ዘለና፡ እነሆ።
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ክቡራት ሰማዕትና ኤስቢኤስ ኣብዚ ኣብ ኣውስትራልያ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ቐጠር ብቐጥታ ዘመሓላልፍ መደበር ቴሌቪዥንዩ። ስለዚ ኣብ ብዙሓት መድረኻቱ ነዚ ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ዝኾነ ውራይ ኩዕሶ እግሪ ሰፊሕ ሸፈነ ክህብዩ። ንሕና ከኣ ካብዚኦም ሸፈነታት ኣገደስቲ ዝበልናዮም ምስ ህሞት ዋንጫ ዓለምን ኩዕሶ እግርን ዝኸዱ እናመረጽና ከነቕርበልኩም ኢና፡ ንሎሚ ኣብ ምድባት D፣ E፣ ከምኡ'ውን F ዘለዋ ሃገራት ዝድህስስ ትሕዝቶዩ ዘለና፡ እነሆ።