ክቡራት ሰማዕትና ኤስቢኤስ ኣብ'ዚ ኣብ ኣውስትራልያ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ቐጠር ብቐጥታ ዘመሓላልፍ መደበር ቴሌቪዥን'ዩ። ስለ'ዚ ኣብ ብዙሓት መድረኻቱ ነዚ ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ውራይ ኩዕሶ እግሪ ሰፊሕ ሸፈነ ክህብ'ዩ። ንሕና ከኣ ካብ'ዚኦም ሸፈነታት ኣገደስቲ ዝበልናዮም ምስ ህሞት ዋንጫ ዓለምን ኩዕሶ እግርን ዝኸዱ እናመረጽና ከነቕርበልኩም ኢና።
Share

Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Share this with family and friends
