Minya Tsegay Source: Suppliedብዙሓት ንቖልዑ ዝኾኑ መጻሕፍቲ፡ ጽውጽዋያት መቦቆላዊያንን ትርጉምን ከም ኡውን ልብወለዳት ዝጸሓፈት እያ። ኣብ ሱሳታት ናይ ኲዕሶ ዳኛ፡ ብመኮንን ጥዕና ካበተን ንፈለማ ኣብ ጎንደር ከይዳ ዝተማህረት፡ ኣብዚ ቅሩብ እዋን መበል ሓምሳ ዓመት ናይ ሓዳራ ምስ በዓል ቤታ ዝጸምበለት ነባሪት ሽወደን እያ። ብምኽንያት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ንወ/ሮ ምንያ ጸጋይ ተመኩሮ ህይወታን ስርሓን ኣካፊላትና ኣላ።
Published
Updated
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ብዙሓት ንቖልዑ ዝኾኑ መጻሕፍቲ፡ ጽውጽዋያት መቦቆላዊያንን ትርጉምን ከም ኡውን ልብወለዳት ዝጸሓፈት እያ። ኣብ ሱሳታት ናይ ኲዕሶ ዳኛ፡ ብመኮንን ጥዕና ካበተን ንፈለማ ኣብ ጎንደር ከይዳ ዝተማህረት፡ ኣብዚ ቅሩብ እዋን መበል ሓምሳ ዓመት ናይ ሓዳራ ምስ በዓል ቤታ ዝጸምበለት ነባሪት ሽወደን እያ። ብምኽንያት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ንወ/ሮ ምንያ ጸጋይ ተመኩሮ ህይወታን ስርሓን ኣካፊላትና ኣላ።