Dr. Tomas Solomn and Dr.kidane Tadese Source: Suppliedራሻ ንዩክሬን ድሕሪ ምውራራ፡ ዓለማዊ ፖለቲካ ቁጠባን ከምዝቀያየር ብዙሓት ተንተንቲ ዝገልጽዎ ዘለዉ እዩ። ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ ኣብ ኲናት ትግራይ፡ ዘለዎ ኣመት እንታይ እዩ፧ ኤርትራ እታ እንኮ ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ምስ ራሻ ምውጋና እንታይ ሳዕቤን ክፈጥረላ ይኽእል፧ ዝብሉን ምስ ኡ ዝተሓሓዝ ዛዕባ ኣልዒልና፡ ምስ ዶ/ር ቶማስ ሰሎሞን ኣቦ ወምበር ትካል ምርምር ን ፖሊሲን ስትራተጂን ኤርትራ (The Eritrean Research Institute for Policy and Strategy (ERIPS)) ከም ኡውን ምስ ዶ/ር ኪዳነ ታደሰ ሓላፊ ፓሲፊክ ኤስያ ናይ ዓለም ለኻዊ ማሕበረ ሰብ ተጋሩ ምሁራንን ሰብ ሞያን (Global Society of Tigrean Scholars and Professionals GSTS) እዮም።
Published
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ራሻ ንዩክሬን ድሕሪ ምውራራ፡ ዓለማዊ ፖለቲካ ቁጠባን ከምዝቀያየር ብዙሓት ተንተንቲ ዝገልጽዎ ዘለዉ እዩ። ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ ኣብ ኲናት ትግራይ፡ ዘለዎ ኣመት እንታይ እዩ፧ ኤርትራ እታ እንኮ ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ምስ ራሻ ምውጋና እንታይ ሳዕቤን ክፈጥረላ ይኽእል፧ ዝብሉን ምስ ኡ ዝተሓሓዝ ዛዕባ ኣልዒልና፡ ምስ ዶ/ር ቶማስ ሰሎሞን ኣቦ ወምበር ትካል ምርምር ን ፖሊሲን ስትራተጂን ኤርትራ (The Eritrean Research Institute for Policy and Strategy (ERIPS)) ከም ኡውን ምስ ዶ/ር ኪዳነ ታደሰ ሓላፊ ፓሲፊክ ኤስያ ናይ ዓለም ለኻዊ ማሕበረ ሰብ ተጋሩ ምሁራንን ሰብ ሞያን (Global Society of Tigrean Scholars and Professionals GSTS) እዮም።