Young Australians are increasingly worried about the cost of living (AAP) Source: AAP / BIANCA DE MARCHI/AAPIMAGEመንእሰያት ካብ ኩሉ ካልእ ግዜ ንላዕሊ ብዛዕባ ክብሪ ናብራ ይሻቐሉ ክብል ርእይቶ ልዕሊ 17ሽሕ መንእሰያት ዝኣከበ ዓመታዊ ዝካየድ 'ሚሽን ኣውስራልያ ዩዝ ሰርቨይ' ኣፍሊጡ። ንገንዘብ ወይ ፋይናንስ ዝምልከቱ ሻቕሎታት ኣብ መለክዒታት ርእይቶ ናይ'ዚ ቀረባ ዓመታት ብዝለዓለ መጠን ንቅድሚት ዘሊሎም ኣለዉ፡ ለውጢ ክሊማ ከም ሓደ ኣሻቕሊ ዛዕባ ንታሕቲ ክወርድ'ንከሎ፡ ጥዕና ኣእምሮ ግን ሕጂ'ውን ዓቢይ ጽልዋ ዘለዎ ኮይኑ ይቕጽል ኣሎ።
Published
Presented by Edwina Guinan, SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
መንእሰያት ካብ ኩሉ ካልእ ግዜ ንላዕሊ ብዛዕባ ክብሪ ናብራ ይሻቐሉ ክብል ርእይቶ ልዕሊ 17ሽሕ መንእሰያት ዝኣከበ ዓመታዊ ዝካየድ 'ሚሽን ኣውስራልያ ዩዝ ሰርቨይ' ኣፍሊጡ። ንገንዘብ ወይ ፋይናንስ ዝምልከቱ ሻቕሎታት ኣብ መለክዒታት ርእይቶ ናይ'ዚ ቀረባ ዓመታት ብዝለዓለ መጠን ንቅድሚት ዘሊሎም ኣለዉ፡ ለውጢ ክሊማ ከም ሓደ ኣሻቕሊ ዛዕባ ንታሕቲ ክወርድ'ንከሎ፡ ጥዕና ኣእምሮ ግን ሕጂ'ውን ዓቢይ ጽልዋ ዘለዎ ኮይኑ ይቕጽል ኣሎ።
https://www.sbs.com.au/news/podcast-episode/the-worries-of-young-australians-in-2025/8vf1rgoko