Anuadha Khadka is the principal of the Nepali Language School, run by Dubbo Nepalese Community Australia. Credit: SBS Examines/James Elliottኣብ’ዚ ዓመት፣ ኤስቢኤስ 50 ዓመት ይገብር ኣሎ፣ ነዚ ንምብዓል ዛንታታት ስግረ-ባህላውያን ዓወታትን ሕቡናት ብዝሐ ባህላውያን ማሕበረሰባትን ነቕርብን ነካፍልን ኣለና። ብዛዕባ ኣብ ከባቢታት ገጠር ዝርከባ ንኣሽቱ ከተማታት ዝጸንሐ ብሂል ወይ ኣረኣእያ’ሎ፣ ግሉላት ዝኾና፣ ኣብ ገለ እዋናት’ውን፣ ኣጋይሽ ብጽቡቕ ዘይቅበላ። እዚ ግን ሓቂ ድዩ፧ ኣብ ሃገረ ዊራድጁሪ፣ ማእከላይ ምዕራብ ግዝኣት ኒው ሳውዝ ዌልስ ትርከብ እዚኣ ንእሽቶ ከተማ ዕምብብቲ ብዝሐባህላዊት ማእከል ብምዃን ገለ ካብ’ቶም ዝበዝሑ ማሕበረሰባት ህንድን ኔፓልን ኣብ’ታ ግዝኣት ዝነብሩላ ኮይና’ላ።
Published
Updated
By Rachael Knowles
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ’ዚ ዓመት፣ ኤስቢኤስ 50 ዓመት ይገብር ኣሎ፣ ነዚ ንምብዓል ዛንታታት ስግረ-ባህላውያን ዓወታትን ሕቡናት ብዝሐ ባህላውያን ማሕበረሰባትን ነቕርብን ነካፍልን ኣለና። ብዛዕባ ኣብ ከባቢታት ገጠር ዝርከባ ንኣሽቱ ከተማታት ዝጸንሐ ብሂል ወይ ኣረኣእያ’ሎ፣ ግሉላት ዝኾና፣ ኣብ ገለ እዋናት’ውን፣ ኣጋይሽ ብጽቡቕ ዘይቅበላ። እዚ ግን ሓቂ ድዩ፧ ኣብ ሃገረ ዊራድጁሪ፣ ማእከላይ ምዕራብ ግዝኣት ኒው ሳውዝ ዌልስ ትርከብ እዚኣ ንእሽቶ ከተማ ዕምብብቲ ብዝሐባህላዊት ማእከል ብምዃን ገለ ካብ’ቶም ዝበዝሑ ማሕበረሰባት ህንድን ኔፓልን ኣብ’ታ ግዝኣት ዝነብሩላ ኮይና’ላ።
They say that the dust of Dubbo gets to your shoes and it doesn't let you go.
ኣብ’ዚ ትሕዝቶ፣ SBS Examines መበል 50 ዓመት SBS ንምብዓል ከመይ ኢላ እዚኣ ንእሽቶ ከተማ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ኣብ ቅድሚት ኮይና ትመርሕ ኣላ ኣስተምህሮ ንምቕሳም ናብ ዳቦ ይጓዕዝ።.