Source: Suppliedኣብዚ ቕነ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ከዛርቡ ዝቐነዩ ዛዕባታት ተዳህሲሶም ዘለዉ ዛዕባታት፥ 1. ናይ ዓሰብ ሕቶ ብሌ/ጀ/ል ጻድቃን ገ/ትንሳኤ፡ 2. ኲናት ዓድዋ፥ 3. ሕልፈት ሌ/ኮ ተስፋገብር ኤል (ሕፉንን) ዝሰዓበ ኣዛራቢ ጉዳያት፡ ኣብ መወዳእታ ድማ ኮሮና ቫይረስ።
ኣብዚ ቕነ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ከዛርቡ ዝቐነዩ ዛዕባታት ተዳህሲሶም ዘለዉ ዛዕባታት፥ 1. ናይ ዓሰብ ሕቶ ብሌ/ጀ/ል ጻድቃን ገ/ትንሳኤ፡ 2. ኲናት ዓድዋ፥ 3. ሕልፈት ሌ/ኮ ተስፋገብር ኤል (ሕፉንን) ዝሰዓበ ኣዛራቢ ጉዳያት፡ ኣብ መወዳእታ ድማ ኮሮና ቫይረስ።