“ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ንጥፈታት፡ ንመርዓት ዓይኒ ህዝቢ ኤርትራ ዝወግእ’ዩ።” ብስራት “ብሌን ዓይኒ ህዝቢ ኤርትራ ዘጥፍአ ህወሓት ዘይኮነስ ህግደፍ እዩ።” ሃይለ24:43ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (21.31MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android Source: EBCኣብ ኢትዮጵያ ሓድሽ ናይ ብር ኖት ድሕሪ ምዝርጋሑ፡ ኣብቲ ኖት ወጺኡ ዘሎ ናይ ኢትዮጵያ ካርታ ባድመ ዝተቖርጸት ኮይና ዝተሰምዖም ሓደ ሓደ ናይ ማሕበራዊ መራኸቢ ነጠፍቲ ሕቶ ኣልዒሎም ኔሮም። ነዚ ምርኩስ ብምግባር ኣብ መንጎ ኤርትራዊን ትግራዋይን ብዛዕባ ኣተሓናጽጻ ዶብ ዝምልከትን ኣብ ህዝቢ ዘሎ ኣረኣእያን ሓሳቦም ሂቦም ኣለዉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (21.31MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 20 September 2020 6:05pmUpdated 20 September 2020 6:11pmSource: SBSSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareኣብ ኢትዮጵያ ሓድሽ ናይ ብር ኖት ድሕሪ ምዝርጋሑ፡ ኣብቲ ኖት ወጺኡ ዘሎ ናይ ኢትዮጵያ ካርታ ባድመ ዝተቖርጸት ኮይና ዝተሰምዖም ሓደ ሓደ ናይ ማሕበራዊ መራኸቢ ነጠፍቲ ሕቶ ኣልዒሎም ኔሮም። ነዚ ምርኩስ ብምግባር ኣብ መንጎ ኤርትራዊን ትግራዋይን ብዛዕባ ኣተሓናጽጻ ዶብ ዝምልከትን ኣብ ህዝቢ ዘሎ ኣረኣእያን ሓሳቦም ሂቦም ኣለዉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።ShareLatest podcast episodes51:01ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (20 ነሓሰ 2026)podcast episode51 minutes 1 second09:07ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (20 ነሓሰ 2026)podcast episode9 minutes 7 seconds08:34" መንግስቲ ፌደራል ኣብ ልዕሊ ትግራይ ቅሉዕ ኲናት ወሊዑ'ሎ።" ሓላፊ ቢሮ ጉዳያት ኮምኒኬሽን ትግራይ።podcast episode8 minutes 34 seconds12:26ብኣማኢት ኣሽሓት ንዝቝጸሩ ሰባት ሓገዝ ክስእኑ ከግብር ዝኽእል፡ ዝተመሓየሸ ሓድሽ ሕጊ NDIS ጸዲቑ ።podcast episode12 minutes 26 seconds