Source: YouTubeሰሙናዊ መደብ ስፖርት (01/08/2022) * ደሃዮም ጠፊኡ ዝነበረ ሓሙሽተ ኣባላት’ታ ኣብ ኦሬገን ኣሜሪካ ኣብ ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ዓለም ክትሳተፍ ዝጸንሐት ሃገራዊት ጋንታ ተረኺቦም ተባሂሉ፥ * ኣትሌታት ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ዓለም ኦሬገን 2022 ኣርባዕተ ኣዋርቕ ዝርከቦም 10 መዳልያታት ዓቲሮም ካልኣይ ድሕሪ ምውጽኦም ሮቡዕ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም፣ ኩነታት ትግራይን ኣትሌታት ትግራይን ዝያዳ ቆላሓት ረኺቡ፣ * ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ እግሪ መጻረዪ ግጥም ናብ ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ወይ ቻን 2022 ንደቡብ ሱዳን 5-0 ድሕሪ ምስዓራ ናብ ካልኣይ ዙር ሓሊፋ፣ * ኤርትራዊ ኮኾብ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ድሕሪ ሻምፒዮና ኤርትራ ንፈለማ ግዜ ኣብ ዓለምለኻዊ ቅድድም ተሳቲፉ ኣብ 3ይ መድረኽ ካልኣይ ወጺኡ፣ መትከል ኢዮብ ኣብ ቱርኪ ኣብ ግራንድ ፕሪ ያህያሊ ተቐዳዲሙ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (01/08/2022) * ደሃዮም ጠፊኡ ዝነበረ ሓሙሽተ ኣባላት’ታ ኣብ ኦሬገን ኣሜሪካ ኣብ ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ዓለም ክትሳተፍ ዝጸንሐት ሃገራዊት ጋንታ ተረኺቦም ተባሂሉ፥ * ኣትሌታት ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ዓለም ኦሬገን 2022 ኣርባዕተ ኣዋርቕ ዝርከቦም 10 መዳልያታት ዓቲሮም ካልኣይ ድሕሪ ምውጽኦም ሮቡዕ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም፣ ኩነታት ትግራይን ኣትሌታት ትግራይን ዝያዳ ቆላሓት ረኺቡ፣ * ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ እግሪ መጻረዪ ግጥም ናብ ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ወይ ቻን 2022 ንደቡብ ሱዳን 5-0 ድሕሪ ምስዓራ ናብ ካልኣይ ዙር ሓሊፋ፣ * ኤርትራዊ ኮኾብ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ድሕሪ ሻምፒዮና ኤርትራ ንፈለማ ግዜ ኣብ ዓለምለኻዊ ቅድድም ተሳቲፉ ኣብ 3ይ መድረኽ ካልኣይ ወጺኡ፣ መትከል ኢዮብ ኣብ ቱርኪ ኣብ ግራንድ ፕሪ ያህያሊ ተቐዳዲሙ፣