Source: SBS Tigrinyaኣብ ትግራይ ዝፍጸም ዘሎ ኩነታት ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ማሕበረሰብ ኤርትራን ትግራይን ኣረኻኺብሎምሲ፡ ገለ ገለ በዚ ኩነታት ተጸልዮም ነቲ ሓቢርካ ናይ ምንባር ኩነታት ከምዝተናኸፎን እዚ ኩነታት ናብ ዉሉዶም ከይሰግርን የስግእ ኣሎ። ነዚ ኣመልኪቱ ካብ መራሕቲ ማሕበረሰባት ኣፍሪቃ ዝኾነ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ ሓሳቡ ኣካፊሉ ኣሎ።
ኣብ ትግራይ ዝፍጸም ዘሎ ኩነታት ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ማሕበረሰብ ኤርትራን ትግራይን ኣረኻኺብሎምሲ፡ ገለ ገለ በዚ ኩነታት ተጸልዮም ነቲ ሓቢርካ ናይ ምንባር ኩነታት ከምዝተናኸፎን እዚ ኩነታት ናብ ዉሉዶም ከይሰግርን የስግእ ኣሎ። ነዚ ኣመልኪቱ ካብ መራሕቲ ማሕበረሰባት ኣፍሪቃ ዝኾነ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ ሓሳቡ ኣካፊሉ ኣሎ።