“እቲ ንገብሮ ዘለና ሰልፊታት ማሕበረሰብ ዓለም ነቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ንኽርዳእ ስለዘኽ ኣለ ዉጽ ኢታዊ እዩ።” ዶ/ር ፍስሃ ሃይለ

Source: Tigray Community in Australia
ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ትግራይ ብቐጻሊ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ሰላማዊ ሰልፊታት ብምግባር ድምጾም የስምዑ ኣለዉ። ነዚ ንጥፈታት ዝምልከት ን ዶ/ር ፍስሃ ሃይለ ካብ ዲክን ዩኒቨርሲቲ ኣዛሪብናዮ ኣለና።
Share