ዉድባት ትግራይ፡ ብዛዕባ ነጻነት ሃገረ ትግራይ ዝምልከት ምስቲ ናይ ኤርትራ ናጽነት እናወዳደሩ ይካትዑ።06:03ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (6.36MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android Source: TECኣብ ክልል ትግራይ ዝግበር ዘሎ ጎስጓስ ምረጹና ኣብዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፡ ትግራይ ነጻ ሃገር ትኹን ኣብዝብል ዛዕባ ብፍላይ ኣብ መንጎ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ዉድብ ነጻነት ትግራይን ሓያል ክትዕ ካብዝገበሩ ኮይኖም፡ ክልቲኦም ዉድባት ነቲ ናይ ኤርትራ ነጻነት ከም ኣብነት ወሲዶም ኣብ ክትዖም ከእትውዎ ኣምስዮም። ገለ ካብቲ ክልቲኦም ዉድባት ዝበልዎ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (6.36MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 30 August 2020 7:11amSource: SBSSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareኣብ ክልል ትግራይ ዝግበር ዘሎ ጎስጓስ ምረጹና ኣብዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፡ ትግራይ ነጻ ሃገር ትኹን ኣብዝብል ዛዕባ ብፍላይ ኣብ መንጎ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ዉድብ ነጻነት ትግራይን ሓያል ክትዕ ካብዝገበሩ ኮይኖም፡ ክልቲኦም ዉድባት ነቲ ናይ ኤርትራ ነጻነት ከም ኣብነት ወሲዶም ኣብ ክትዖም ከእትውዎ ኣምስዮም። ገለ ካብቲ ክልቲኦም ዉድባት ዝበልዎ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።ShareLatest podcast episodes51:01ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (20 ነሓሰ 2026)podcast episode51 minutes 1 second09:07ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (20 ነሓሰ 2026)podcast episode9 minutes 7 seconds08:34" መንግስቲ ፌደራል ኣብ ልዕሊ ትግራይ ቅሉዕ ኲናት ወሊዑ'ሎ።" ሓላፊ ቢሮ ጉዳያት ኮምኒኬሽን ትግራይ።podcast episode8 minutes 34 seconds12:26ብኣማኢት ኣሽሓት ንዝቝጸሩ ሰባት ሓገዝ ክስእኑ ከግብር ዝኽእል፡ ዝተመሓየሸ ሓድሽ ሕጊ NDIS ጸዲቑ ።podcast episode12 minutes 26 seconds