SKIP TO MAIN CONTENT

ትግራይ ትገብሮ ዘላ ምርጫ ኣብ ዉሽጢ ኢትዮጵያንን ኣብ ኤርትራን ዝህልዎ ፖለቲካዊ ጽልዋ እንታይ'ዩ? ዘተ ምስ ምሁራት

SBS Tigrinya News
Source: SBS

ክልል ትግራይ ንበይና ኣብ ኢትዮጵያ ምርጫ ትገብር ዘላ ክልል ኮይና ኣላ። እዚ ውሳነ ኣብ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ወጥሪ ፈጢሩ ካብዘሎ ሓደ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ዉሳነ ኣብቲ ዞባ እንታይ ፖለቲካዊ ሳዕቤን እዩ ክህልዎ? ነዚ ዝምልከት ምስ ዶ/ር ኣማኒኤል ኤልያስን ኣቶ ኣኽሊል ሃይሉን ዘተ ጌርና ኣለና።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ክልል ትግራይ ንበይና ኣብ ኢትዮጵያ ምርጫ ትገብር ዘላ ክልል ኮይና ኣላ። እዚ ውሳነ ኣብ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ወጥሪ ፈጢሩ ካብዘሎ ሓደ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ዉሳነ ኣብቲ ዞባ እንታይ ፖለቲካዊ ሳዕቤን እዩ ክህልዎ? ነዚ ዝምልከት ምስ ዶ/ር ኣማኒኤል ኤልያስን ኣቶ ኣኽሊል ሃይሉን ዘተ ጌርና ኣለና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now