“ቅድሚ’ዚ ኲናት ኣገግሎት ጥዕና ትግራይ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝበለጸ’ዩ ኔሩ፡ ኣብዚ እዋን ግና ምሉእ ብምሉእ ዓንዩ እዩ።”

Source: Fisseha Haile and Hailay Abrha
ዶ/ር ሃይላይ አብርሃ ገሰሰው - ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፍሊንደርስ ናይ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ተመራማሪ፤ ዶ/ር ፍሳሃ ሃይለ ተስፋይ - ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲክን ናይ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዘይኮኑ ተመራማሪ፣ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ ቅልውላው ኣገልግሎታት ጥዕና ብዛዕባ ዝምልከት ኣብዚ ቅሩብ እዋን ሓበሬታ እናኣከቡ ጽሑፋት ኣብ ምቕራብ ይርከቡ፡ ብዛዕባ ዝእክብዎ ዘለዉ ሓበሬታን ኩነታት ኣገልግሎት ጥዕና ዝገበርናዮ ዘተ።
Share