Komos Abba Yohannes Kebede Source: Suppliedብኸመይ ማሕበረ ካህናት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ካብ ሲኖዶስ ኢትዮጵያ ይፍለ ኣሎ፧ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ይምልሱ ''ምስ ሲኖዶስ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ዝነበረና ርክብ ጠጠዉ ኣቢልና '' ክብል ኣብዚ ቅሩብ ዝተመስረተ ዓለም ለኸ ማሕበረ ካህናት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ወሲኑ ኣሎ። እዚ ማሕበረ ካህናት ከምዚ ዓይነት ዉሳነ ክውስን ስልጣን ኣለዎ ድዩ፧ ኣብ ዉ ሽጢ ትግራይ ዘለዉ መራሕቲ እታ ቤተ ክርስትያንከ ኣብዚ ኢድ ኣለዎ ድዩ፧ ሲኖዶስ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ነዚ ምላሽ ሂብሉ ድዩ፧ ዝብሉን ካልእ ሕቶታትን ኣባል መሪሕነት እቲ ማሕበረ ካህናት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ከበደ ካብ ኣደላይድ መሊሶም ኣለዉ።
Published
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ብኸመይ ማሕበረ ካህናት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ካብ ሲኖዶስ ኢትዮጵያ ይፍለ ኣሎ፧ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ይምልሱ ''ምስ ሲኖዶስ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ዝነበረና ርክብ ጠጠዉ ኣቢልና '' ክብል ኣብዚ ቅሩብ ዝተመስረተ ዓለም ለኸ ማሕበረ ካህናት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ወሲኑ ኣሎ። እዚ ማሕበረ ካህናት ከምዚ ዓይነት ዉሳነ ክውስን ስልጣን ኣለዎ ድዩ፧ ኣብ ዉ ሽጢ ትግራይ ዘለዉ መራሕቲ እታ ቤተ ክርስትያንከ ኣብዚ ኢድ ኣለዎ ድዩ፧ ሲኖዶስ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ነዚ ምላሽ ሂብሉ ድዩ፧ ዝብሉን ካልእ ሕቶታትን ኣባል መሪሕነት እቲ ማሕበረ ካህናት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ከበደ ካብ ኣደላይድ መሊሶም ኣለዉ።