Source: Tigray SMነፍስሄር ኪዳነ ከበደ ብሩ፡ ሓደ ካብ ንጡፍ ኣባልን ካብ መራሕቲ ማሕበረሰብ ትግራይ ኣብ ቪክቶሪያ ዝነበረ፡ ብዝሓደሮ ሕማም መልበርን ኣብ ከቢድ ዕጽዋ እናሃለወት ብምማቱ፡ ኣብ እዋን ሕማሙ ብ ኣካል ከይዶም ምሕረት የውርደልካ ብዘይምባሎምን ኣብ ቀብሩ ብ ኣካል ብዘይምስታፎምን ሓዘኖም ድርብ ከምዝገብሮ መራሕቲ እቲ ማሕበረሰብ ገሊጾም ኣለዉ። ብተወሳኺ (ልጅ) ብርሃነ ኣብቲ ማሕበረሰብ ዝነበሮ ኣበርክቶ ገሊጾም ኣለዉ።
ነፍስሄር ኪዳነ ከበደ ብሩ፡ ሓደ ካብ ንጡፍ ኣባልን ካብ መራሕቲ ማሕበረሰብ ትግራይ ኣብ ቪክቶሪያ ዝነበረ፡ ብዝሓደሮ ሕማም መልበርን ኣብ ከቢድ ዕጽዋ እናሃለወት ብምማቱ፡ ኣብ እዋን ሕማሙ ብ ኣካል ከይዶም ምሕረት የውርደልካ ብዘይምባሎምን ኣብ ቀብሩ ብ ኣካል ብዘይምስታፎምን ሓዘኖም ድርብ ከምዝገብሮ መራሕቲ እቲ ማሕበረሰብ ገሊጾም ኣለዉ። ብተወሳኺ (ልጅ) ብርሃነ ኣብቲ ማሕበረሰብ ዝነበሮ ኣበርክቶ ገሊጾም ኣለዉ።