Tigray Community in Australia Source: Tigray Community in Australiaኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ትግራይ ነቲ ኣብ ትግራይ ዝድጸም ዘሎ ኲናት ሲዒቡ ዝወርድ ዘሎ ዓመጽ ንምቅዋም ብዓርቢ 22 ጥሪ 2021 ኣብዝተፈላለያ ከተማታት ሰላማዊ ሰልፊ ክገብሩ ዊዒሎም። ነዚ ኣመልኪትና ካብ ኣወሃሃድቲ ናይቲ ሰልፊ ን ኣቶ ሓጎስ ወልደዮሃንስን ንመንእሰይ ሳባ ኣለማየሁን ኣዘራሪብናዮም ኔርና።
ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ትግራይ ነቲ ኣብ ትግራይ ዝድጸም ዘሎ ኲናት ሲዒቡ ዝወርድ ዘሎ ዓመጽ ንምቅዋም ብዓርቢ 22 ጥሪ 2021 ኣብዝተፈላለያ ከተማታት ሰላማዊ ሰልፊ ክገብሩ ዊዒሎም። ነዚ ኣመልኪትና ካብ ኣወሃሃድቲ ናይቲ ሰልፊ ን ኣቶ ሓጎስ ወልደዮሃንስን ንመንእሰይ ሳባ ኣለማየሁን ኣዘራሪብናዮም ኔርና።