Source: Tsegayኣብ እስራኤል ብዝርከቡ ዜጋታት ዝተገዝአት መንጸጊ መድሃኒት ድሮን መንግስቲ ፌደራል ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ከይትኸይድ ከልኪል። ሚ/ሪ ሕርሻ ኤርትራ ካብ ጎሮባብቲ ሃገራት ክመጽእ ዝኽእል ወረራ ኣንበጣ ንምክልኻል ምድላዋት ክግበር ጸዊዑ። ሚ/ሪ ትምህርቲ ፈደራል ኢትዮጵያ ንክልል ትግራይ ፈልዩ ኣብ ካል እ ክልላት ንዝርከቡ ተመሃሮ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ንምል ኣኽ ዝጸሓፎ ደብዳበ ኣዘራራቢ ኮይኑ። ኣብ ኦሮሚያ ዝመጽእ ጸገም ንምሉእ ኣፍሪቃ ስለዝሕምስ ኣብ ኦሮሚያ ናይ መሰጋገሪ መንግስቲ ክቐውም ኦነግ ጸዊዑ። ነቶም ናይ ፖለቲካን ጋዜጠኛታትን ናይ እምነት እሱራትን ህላውነቶም ከተፍልጥ ባይቶ ሕብረት ኣውሮጳ ዝተገብረ ጻዊዒት ኤርትራ ነጺጋቶ።
ኣብ እስራኤል ብዝርከቡ ዜጋታት ዝተገዝአት መንጸጊ መድሃኒት ድሮን መንግስቲ ፌደራል ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ከይትኸይድ ከልኪል። ሚ/ሪ ሕርሻ ኤርትራ ካብ ጎሮባብቲ ሃገራት ክመጽእ ዝኽእል ወረራ ኣንበጣ ንምክልኻል ምድላዋት ክግበር ጸዊዑ። ሚ/ሪ ትምህርቲ ፈደራል ኢትዮጵያ ንክልል ትግራይ ፈልዩ ኣብ ካል እ ክልላት ንዝርከቡ ተመሃሮ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ንምል ኣኽ ዝጸሓፎ ደብዳበ ኣዘራራቢ ኮይኑ። ኣብ ኦሮሚያ ዝመጽእ ጸገም ንምሉእ ኣፍሪቃ ስለዝሕምስ ኣብ ኦሮሚያ ናይ መሰጋገሪ መንግስቲ ክቐውም ኦነግ ጸዊዑ። ነቶም ናይ ፖለቲካን ጋዜጠኛታትን ናይ እምነት እሱራትን ህላውነቶም ከተፍልጥ ባይቶ ሕብረት ኣውሮጳ ዝተገብረ ጻዊዒት ኤርትራ ነጺጋቶ።