Source: Gettyጸብጻባት ዜና: * ህዝቢ ትግራይ ኣብ ወሳኒ መድረኽ ይርከብ ክብል ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ገሊጹ: * ኩሎም ሓይሊታት ፀፅታ ኣብ ዝሓሸ ቅዋምን ብቕዓትን ይርከቡ ክብል ከኣ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊጹ: * ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ደርቂ ልዕሊ 600 ሽሕ ተማሃሮ ትምህርቲ ኣቋሪጾም * ኤርትራዊት-ኣመሪካዊት ፕሮ. ኣስመረት ኣሰፋው ዳይረክተር ሳይንስ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኰይና
ጸብጻባት ዜና: * ህዝቢ ትግራይ ኣብ ወሳኒ መድረኽ ይርከብ ክብል ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ገሊጹ: * ኩሎም ሓይሊታት ፀፅታ ኣብ ዝሓሸ ቅዋምን ብቕዓትን ይርከቡ ክብል ከኣ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊጹ: * ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ደርቂ ልዕሊ 600 ሽሕ ተማሃሮ ትምህርቲ ኣቋሪጾም * ኤርትራዊት-ኣመሪካዊት ፕሮ. ኣስመረት ኣሰፋው ዳይረክተር ሳይንስ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኰይና