SKIP TO MAIN CONTENT

ቋንቋ ትግርኛ ብጉግል ክትርጎም፡ ኣብ ወርሒ ሕዳር 750,000 ሓሳብ ኣብ ጉግል ክኣቱ ኩሉ ግዱስ ክሳተፍ ንጽውዕ፡ ኤርሚያስ ዘርኣጽዮን

Tigrinya Google Translation
Source: Ermias Zeratsion

ኩሉ ዓቕሚ ዘለዎ ኣብዚ ወርሒ ዝከኣሎ ብምግባር ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ጉጉል ከምዝትርጎም ብምግባር ብዙሕ ረብሓ ክርከብ እዩ፡ ናብዝደለኻዮ ቋንቋ ብጽሑፍን ብድምጺን ትርጉም ምርካብ፡ ብዝተፈላለዪ ቋንቋታት እተጻሕፉ ጽሑፋትን መጻሕፍቲን ናብ ቋንቋ ትግርኛ ተተርጉሞም ንተጠቃሚ ድሉው ምግባርን ካልእን። ኣብዚ ወርሒ ብዙሕ ሰብ ዝሳተፉ ልዕሊ 750,000 ሓሳባት ናብ ጉግል ከምዝ ኣቱ ክግበር እዩ። ኣብዚ ወፈራ ብኸመይ ተሳትፎ ከምዝግበር ብሓፈሻ ድማ ዝርዝር ኣሰራርሓ ናይቲ ፕሮጀክት ዝምልከት፡ ኪኢላ ኮምፑዩተር ኣቶ ኤርሚያስ ዘርኣ ጽዮን ገሊጹ ኣሎ። እቲ ትግርኛ ኣብ ጉጉል ክኣቱ ዝተገብረ ጎስጓስ ናይ ፐቲሽን፡ ኣብዚ ትሕዝቶ ብዶ/ር ቢንያም ከምዝተገብረ ተገሊጹ ዘሎ ብጌጋ ምዃኑ ተሓሲቡ፡ ብበዓል ሳሙኤል ሰለሞን ዝምራሕ ካልእ ጉጅለ እተሰርሐ ምዃኑ ክፍለጥ ምስናይ እቕረታ ንሓትት።

Published

Updated

By Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኩሉ ዓቕሚ ዘለዎ ኣብዚ ወርሒ ዝከኣሎ ብምግባር ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ጉጉል ከምዝትርጎም ብምግባር ብዙሕ ረብሓ ክርከብ እዩ፡ ናብዝደለኻዮ ቋንቋ ብጽሑፍን ብድምጺን ትርጉም ምርካብ፡ ብዝተፈላለዪ ቋንቋታት እተጻሕፉ ጽሑፋትን መጻሕፍቲን ናብ ቋንቋ ትግርኛ ተተርጉሞም ንተጠቃሚ ድሉው ምግባርን ካልእን። ኣብዚ ወርሒ ብዙሕ ሰብ ዝሳተፉ ልዕሊ 750,000 ሓሳባት ናብ ጉግል ከምዝ ኣቱ ክግበር እዩ። ኣብዚ ወፈራ ብኸመይ ተሳትፎ ከምዝግበር ብሓፈሻ ድማ ዝርዝር ኣሰራርሓ ናይቲ ፕሮጀክት ዝምልከት፡ ኪኢላ ኮምፑዩተር ኣቶ ኤርሚያስ ዘርኣ ጽዮን ገሊጹ ኣሎ። እቲ ትግርኛ ኣብ ጉጉል ክኣቱ ዝተገብረ ጎስጓስ ናይ ፐቲሽን፡ ኣብዚ ትሕዝቶ ብዶ/ር ቢንያም ከምዝተገብረ ተገሊጹ ዘሎ ብጌጋ ምዃኑ ተሓሲቡ፡ ብበዓል ሳሙኤል ሰለሞን ዝምራሕ ካልእ ጉጅለ እተሰርሐ ምዃኑ ክፍለጥ ምስናይ እቕረታ ንሓትት።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now